Tigre: Open Bible Stories

Updated ? hours ago # views See on DCS Draft Material

ታሪክ እሊ ሰናይ ስምረት

Frame 27-01

ኦሮ አምዕል ኦሮ አይሁዳዊ ኦምራይ ቃኑን ዲብ እየሱስ እግል እጅርቦ ማጣ። አሊ አሞራይ ቃኑን ኢግል ድማ ሓየት እግል ልውረስ ምን እውደ? »ቤሌዩ።እየሱስ ሄኒ«ዲብ ቃኑን ረቢ ምን ኩቱብ ሃለ ቤሌዩ።

Frame 27-02

እሊ ኣሞራይ ቃኑን ሄኒ እግል መውላይ እግል እንታ ረቢ እብ ኩሉ ልብካ እብ ኩሉ ነፍስካ እብ ፍጹም ሓሳብካ ፍቴዩ።እግል መልሃይካ ሄኒ ከም ፍታይካ ውደዩ»እንደ ልበል ወእቲ እመር እንታ በለዩ።የሱስ ሄኒ እማን ህሌካ እሊ ውዴ ብሃዩት እግል ትንበርቱ ቤሌዩ።

Frame 27-03

እሊ ኣሞራይ ቃኑን ሄኒ እግል ኣርዋሕቱ ከም ኣማን እንደ ሃላ ከም ኣምራይቱ ልስኣል ለአላ።ማለሃየይ ማንቱ? እንደ ቤላ ስእልት ላሓድ ዓላ።

Frame 27-04

የሱስ ኦሮ ታሪክ እንደ ሰአለዩ እግል እላ አምራይ ቃኑን በልስ ሃበዩ«ምን ዮርሳሊም ዲብ ያሪኮ ልገይስ ለዐላ ኦሮ ኣይሁዳዊ ዐላ።

Frame 27-05

እሊ ሕጻን እንደ ጌሳ ዲባ ጀሃዱ ሽፍታ ጣብጠው።እግል እላ ምስሉ ለዓላ ዓፍሹ እንደ ነስኣው ኣስግ ሞት በጥሕ ዳብጠው እባ ሄኒ ለክፈው።

Frame 27-06

ኦሮ ምን አይሁድ ቀሺ ኣቡ ለሓልፍ ዐላ።እሊ መርሓይ ዲን እግል ሽፍታ ለዘርፈው ለደበጣ ሕጣን ሓቆ ረኣ ምኑ እንደ ረሓቃ ሓለፍ፡እከ ጌሳ። እግል እላ ስዕደት ለሓደ ለዓላ ሕጻን ብዙሕ ክበር እይሃበዩን ሕስር እንደይ ወዳ እግሉ ሓልፋ ገበዩ ጌሳ።

Frame 27-07

«ብዙሕ ኢጠንሓን ኦሮ ሌዋዊ እቡ ሓልፋ።(ሌዋዊያን ዲብ ቤት መስደቕ ኣይሁዳዊያን መሰዓደት ለወዱ ፈርዕ እስራኤላዊያን ዓለው)።እሊ ለዋዊ ሄኒ ከማ ቀሽ ሕስር እንደ አለቡንኑ ሙሉብ እንደ ቤላ ምና ድቡጥን ወዓፈሹ ለትዘረፋ እንደ ራአዩ ሓተ ሰዓደት እንደይ ወዲ ሓልፋ።

Frame 27-08

እባ ገበይ ልሓልፍ ብዕድ ሄኒ ሳምራዊ ዓላ። (ሳምራውያን ምን ብዕድ ፈርዕ ለሃደው ኣይሁዳውያን ቶም።ሳምራዊያን እግል ኣይህዳዊያን እክል ሕድ ጽሉኣም ዓሎው»እንዲ ኮን እሊ ሳምራዊ ሓቆ ረኣዩ እግል እላ ኣይሁድ ማራ ደንገጻ እግሉ ሓቆ እሊ ሳዕደዩ ወ አቑሳሉ ሰፋ እግሉ።

Frame 27-09

ሓቆሀ እሊ ሳምራዊ እግል ኣላ ሕጻን እንደ ረፈዐ ዲብ አድግ በዓል ከረዩ ዲባ መምያይ ኣጋይሽ እንደ ወስዳ ከብከበዩ (ተኸናኾኖ) ።

Frame 27-10

እብ በኑ ኢሊ ሳምራዊ እግል እግል ኣላ ለገይሱ ሓሰብ ለዓላ ሆቴል ጉርሽ እንደ ሃበዩ ተንከበከቡ እንደ ቤላ ምን አለ ለዓል ሐቆ አፍገርካ ሄኒ እባ ዓባሌተይ እግል እክፈለካቱ ቤሌዩ።

Frame 27-11

ሐቆሀ ዬሱስ እግላ አምር ቃኑን፡‘‘ሚትብል፡እግለ ሌት ዜረፋ ወት ለት ዜቤጣ ሰብ ምን እሎም ሰልአስ ሜኖምቱ”፡እንዳ ቤለ ሳእሌዮም።ህቱ ህዬ፡‘‘እሊ ሌራሕሜዩ”እንዳ ቤለ ቤልሳእሉ።ዬሱስ ህዬ፡‘‘እንታ ህዬ እንዳ ጌስካ ክምሴሉ ውዴ”እንዳ ቤላ አሴኣሌዩ።

ታሪክ ክታብ ቅዱስ፦ሉቀስ 10፡25-37